ንዝተመልከቱ
ባዕልኹም ዓመጽ ትምኮሩ ዲኹም፧ ዓቕልኹም ጸቢቡኩም ከምኡ'ውን ንመን ክትውከሱ ከምትኽእሉ ኣይትፈልጡን ኢኹም፧
ኩላትና ዓመጽ ዘይብሉ ናብራ ክንነብር መሰል ኣለና። ነብስኻ ካብ ዓመጽ ንክትከላኸል ኣማራጺታት ኣለው! ንመኽረኩምን ንሕግዘኩምን ኢና።
Brava ክሕግዘኩም ይኽእል
ብሓንቲ ምክርቲ ኪኢላ ነጻ ዝኾነ ኣገልግሎት ምኽሪ ክትወሃቡ ኢኹም።
ብመበቈላዊ ቋንቋኹም ወይ ብሓገዝ ደቀንስትዮ ኣተርጐምቲ ኢና ንመኽረኩም።
ብቕዕ ዝኾነ ጨንፈር ኣገልግሎት ምኽሪ ኣብ ከባብኹም ከነመሓላልፈልኩም ኢና።
እንታይ ክትገብሩ ከምትደልዩ ባዕልኹም ክትውስኑ።
ዋላ ስመ-ስውር ኣገልግሎት ምኽሪ ይከኣል እዩ።
ርክብ ህጹጽ ኩነታት
ናይ 24 ሰዓት ተሌፎን ሓገዝ
117 ፖሊስ
ጨናፍር ሓገዝ ግዳይ
ምምካር ብተሌፎን
ሰሉስ ክሳብ ሓሙስ ሰዓት 2 – 4 ድ.ቀ.
076 725 91 21
ኢመይል
ነዝማድ
በብጾታ ብዝምልከት ብዓመጽ ዝተተንከፉ ሰባት ካብ ግላዊ ከባብኹም ንክሕገዙ ንመኽረኩም ኢና። ብተሌፎን ወይ ከኣ ብኢመይል ክንመኽረኩም ንፈቱ። እቲ ቀረብ ነጻ እዩ።
Brava ኣገልግሎት ምኽሪ ንዝስዕቡ ትህብ
ኣዝማድ፤
ኣዕሩኽቲ/መሓዙት፥
ካልኦት ብግሊ ዝተፈልጡ ሰባት ኣብ መንጎ'ቶም ዝተተንከፉ።
Brava ዝስዕብ የቕርብ
ናይ ድሕረ-ምድሪ ሓበሬታ፤
ምዕባለ ናይ ተግባር ኣማራጺታት፤
ምትእስሳር ምስ ጨናፍር ኣብ ከባብኹም።
ኢመይል
ምምካር ብተሌፎን
ሰሉስ ክሳብ ሓሙስ ሰዓት 2 – 4 ድ.ቀ.
076 725 91 21
ንሞያተኛታት
ንውልቀ-ጾታ ዝምልከት ብዓመጽ ዝተተንከፉ ካብ ግላዊ ከባብኹም ዝመጹ ሰባት ንክሕገዙ ክንመኽረኩም ኢና። ብተሌፎን ወይ ከኣ ብኢመይል ክንመኽረኩም ንፈቱ። እቲ ቀረብ ነጻ እዩ።
Brava ኣገልግሎት ምኽሪ ንዝስዕቡ ትህብ
መምሃራን፤
ሰራሕተኛታት መንእሰያት፤
ኣስርሕቲ፤
ካልኦት ሞያተኛታት።
Brava ዝስዕብ የቕርብ
ናይ ድሕረ-ምድሪ ሓበሬታ፤
ምዕባለ ናይ ተግባር ኣማራጺታት፤
ሞያዊ ምትእስሳር ምስ ጨናፍር ኣብ ከባብኹም።
ኢመይል
ምምካር ብተሌፎን
ሰሉስ ክሳብ ሓሙስ ሰዓት 2 – 4 ድ.ቀ.
076 725 91 21